Category Archives: Write

ክትሕባእ ኣይትኽእልን ኢኻ

#ኣንብብby ዮናታን ብርሃነ C.S.I cyber ዝብል ኣርእስቲ ዝነበራ ተኸታታሊት ፊልም እያ። ብዛዕባ ኣብ ቴክኖሎጅያ ዘሎ ምትላላት እተዘንቱ ናይ ገበን ተኸታታሊት ምርኢት ቴለቭዥን እያ። ኣብ ሓንቲ ክፋል ናይታ ፊልም ሓደ ገበን ተፈጺሙ ነይሩ። ብኸመይ ፈቲሖሞ ክዝክሮ ዘይክእል’ኳ እንተ ኮንኩ፡ ነቲ ፍጻመ ግን ክሳብ ለይቲ ሎሚ ዘስተንትኖ ዘለኹ እዩ። ሎሚ ነታ መልሲ ስለ ዝረኸብክዋ’የ ናባኹም ከብላ ወሲነ። […]

ስርሒት መርበብ ስልያ አስራኤል ሞሳድ ኣብ ኢራን።

ዝሓለፉ ክልተ ዓሰርተታት ዓመታት፡ ብርክት ዝበሉ ፍሉጣት ሳይንቲስት ኒዩክለር ኢራን ተቐቲሎም አዮም። ኣብ ኒዩክለራውን ወተሃደራውን ትካላት ውን ብተደጋጋሚ ምብስባስ ተፈጺሙ አዩ። እንተኾነ ግን ክሳብ ሕጂ ሓይልታት ጸጥታ ኢራን ነቶም መጥቃዕቲ ዝፈጸሙ ገበነኛታት፣ ክከላኸሉ ወይ ክማርኹ ኣይከኣሉን። ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ 2018 ብለይቲ፡ ደርዘን ዝኾኑ ሰባት፣ ካብ ርእሰ ከተማ ቴህራን 20 ማይልስ ርሒቓ ኣብ አትርከብ ኢንዱስትርያዊት […]

ኣብ ታሪኽ ዓለም ዝተራኣዩ ኣህለቕቲ ኲናትን ውግአን።

ኲናት ኮንጎ (1998-2003) ኣብ ታሪኽ ካብ ዝቐተሉ ኲናት ሓደ ኮይኑ ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ኣፍሪቃ ድማ ዝዓበየ ኲናት እዩ። እዚ ኲናት እዚ ን5 ዓመት ዝቐጸለ ኮይኑ ንኣስታት 5.4 ሚልዮን ሰባት ሞት ኣስዒቡ። እዚ ምጽናት ዓሌት ብብዝሒ ዝሞቱሉ ሰባት እኳ እንተነበረ፡ ብሰንኪ እቲ ኲናት ዝመጸ ሕማማትን ጥሜትን እውን ነይሮም እዮም። ኲናት ሓድሕድ ቻይና ኲናት ሓድሕድ ቻይና ኣብ […]

ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ታዓሊም ክወስዱ ዝጸንሑ ሶማላውያን ወተሃደራት ንዓዶም ምምላስ ጀሚሮም።

ኣብ ኤርትራ ወታሃደራዊ ታዕሊም ክወስዱ ዝጸንሑ ሶማላውያን ወታሃደራት ንዓዶም ምምላስ ከም ዝጀመሩ ንሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ብምጥቃስ ኣገልግሎት ፈነወ ቋንቋ ሶማል ድምጺ ኣመሪካ ኣመልኪቱ። ብዝሒ ናይቶም ኣብ ቀዳማይ ዙር ዝተመልሱ ወታሃደራት ግን ኣይተገልጸን። እታ ናይ ፈለማ ዙር ወታሃደራት ዝጸዓነት ነፋሪት ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ መቓዲሾ ምውራዳ ሚኒስተር ምክልኻል ሶማልያ ኣመልኪቱ። ብዛዕባ’ቶም ንሃገሮም […]

ምስማዕ ተላመድ!።

ብየዒንትኻን : ብልብኻን : ብእዝንኻን ስማዕ !!! ንሰባት ብእዝንኻ ጥራይ ክትሰምዖም እኹል ኣይኮነን። መኽንያቱ! ሰባት ካብ ዘመሓላልፈዎ መልእኽቲ ፥ ብቃላት ዝግለጽ ፥ እቲ ሸውዓተ ካብ ሚኢቲ (7%) ጥራይ’ዩ ። እቲ (53%) ካብ ሚኢቲ ብኣካላዊ ቋንቋ ኽኸውን ከሎ ፥ እቲ ዝተረፈ (40%) ሚኢታዊት ድማ ፥ ኣዋጻጽኣ ቃላትናን ‘ እነንጸባርቆ ስምዒትን እዮም ። ሰባት እንታይ ይብሉ ከም […]

ዓሰርተ ዘይተኣደኑ ብድሆታት ኣብ 2050።

10 ዘይተኣደኑ ብድሆታት ዓለም ኣብ 2050 ከመይ ይመስሉ ንተዓዘብ :: 1, ጀነቲካዊ ምምሕያሽ ፍጥረት ሰብ 2,ምውሳኽ ዝሸማግለታት ክፋል ህዝቢ ዓለም 3,ዝጸነታ ከተማታት 4,ፍልቀት ማሕበራዊ መራኸቢታት 5,ሓደስቲ ጂኦፖለቲካዊ ወጥርታት 6,ውሑስ ናይ መካይን መጎዓዝያ 7,እናጎደለ ዝመጽእ ዘሎ ጸጋታት 8,ኣብ ካልኦት ፕላኔታት ምንባር 9,ዝተደረዐ ዓቕሚ አእምሮ 10,ምዕብላል ኪነታዊ ኣእምሮ ኣብዚ እዋን’ዚ ዓለምና ሓያሎ ብድሆታት ኣብ ምግጣም ትርከብ። ምስ […]

“ኣብ ዝኻኣልካሉ ግዜ ምስ ጸላኢኻ ተዓርቕ፣ ኣብ ጥቕምኻ ከም ዝውዕል ድማ ግበሮ”።

ማኦ ጽ_ቱንግ ሓይሊ (ስልጣን) ንምጭባጥ ግጭት ከም ኣገዳሲ ሜላ አዩ ዝወስዶ ነይሩ። ኣብ 1937 ጃፓን ንቻይና ወሪራ ምስ ሓዘታ ነቶም ብማኦ ዝምርሑ ዝነበሩ ዴሳውያን ውን ኣንጻር ሃገራውያን ንዘካይድዎ ዝነበሩ ኩናት ሓድሕድ ኮሊፋቶ አያ። ኣብቲ ሽዑ ግዜ ገለ ካብ’ቶም ሰራዊት ማኦ ጃፓናውያን ከይድምስስዎም ስለዝፈርሑ አቶም  ሃገራውያን (ሰራዊት ቻይና) ጥራይ ኣንጻር ጃፓን ክዋግኡ ሓሰቡ፣ ነቲ ግዜ ድማ […]

ዜና ዕረፍቲ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ ቀዳማዊ 5ይ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኦርቶዶስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ

ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ ቀዳማዊ ፭ይ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሃገረ ኤርትራ ንቤተ ክርስቲያኖም፡ ንሕዝቦምን ሃገሮምን ደኺመ ከይበሉ ብትግሃትን ፍቕሪን ድኅሪ ምግልጋሎም ብዝሓደሮም ናይ ሓጺር መዓልትታት ሕማም ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘድሊ ሕክምናዊ ረዲኤት ክግበረሎም ድኅሪ ምጽናሕ ሎሚ ዕለት ፳፫ ኅዳር ፳፻፲ወ፭ዓ.ም.ግ (02/12/2022 ዓ.ም.ፈ) ሰዓት 4፡15 ድ.ቀ. ኣብ መበል 96 ዓመት ዕድመኦም ኣብ መንበሪ ቤቶም ብሰላም […]

ሰላም