ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፣ ሩስያ፣ ሶርያን ቱርኪን ኣብ ወርሒ …? ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፣ ሩስያ፣ ሶርያን ቱርኪን ኣብ ወርሒ ግንቦት ኣብ ሞስኮ ኣኼባ ከካይዱ ከምዝኽእሉ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቱርኪ ገሊጹ።ኣባል ኔቶ ዝኾነት ቱርኪ ኣብ’ቲ ን12 ዓመታት ዝቐጸለ ኲናት ሓድሕድ ሶርያ ንፕረዚደንት በሽር ኣል ኣሳድ ፖለቲካውን ዕጥቃውን ሓገዛት ብምሃብ፡ ናይ ገዛእ ርእሳ ሰራዊት ውን ናብ’ቲ ሰሜን ክፋል እታ ሃገር ከምዝሰደደት ይፍለጥ menesey post ስርሒት መርበብ ስልያ አስራኤል (ሞሳድ) ኣብ ኢራን….ዘተ መንአሰያት ሳሙኤል ዕቕባይ ምስ ኣሃዱ ደስታኣልም