ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፣ ሩስያ፣ ሶርያን ቱርኪን ኣብ ወርሒ ግንቦት ክራኸቡ እዮም

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፣ ሩስያ፣ ሶርያን ቱርኪን ኣብ ወርሒ ግንቦት ኣብ ሞስኮ ኣኼባ ከካይዱ ከምዝኽእሉ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቱርኪ ገሊጹ።

ኣባል ኔቶ ዝኾነት ቱርኪ ኣብ’ቲ ን12 ዓመታት ዝቐጸለ ኲናት ሓድሕድ ሶርያ ንፕረዚደንት በሽር ኣል ኣሳድ ፖለቲካውን ዕጥቃውን ሓገዛት ብምሃብ፡ ናይ ገዛእ ርእሳ ሰራዊት ውን ናብ’ቲ ሰሜን ክፋል እታ ሃገር ከምዝሰደደት ይፍለጥ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

ሰላም