ኣብ መጽሓፍ “ገዛእ-ርእስኻ ምፍላጥ” ‘ብግዜ ዘይሰዓሩ ሸውዓተ ሰናያት ንቑሕ ኣነባብራ’ ተጠቒሶም ኣለው።ኣብ ዝኾነ ናይ ስራሕ ጽላት ዝተዋፈረ ሰብ ክመሃረላ፥ ኣብ ውሽጢ ኣእምሮኻ ንዝተደጎሉ ዘደንቑ ሓሳባት ብምንቕቓሕ ዓሚቕ ፍልጠት ክትረክብ ኢኻ/ኺ።ግዳማዊ ዓወት ካብ ውሽጣዊ ዓወት ከም ዝጅምር፥ ኣብ ውሽጥኻ/ኺ ተቐቢሩ ዘሎ ክእለት ብኸመይ ኣውጺእካ ከም እትጥቀመሉ ክትሕብረካ/ኪ እያ።ስለዚ: መጽሓፍ ገዛእ-ርስኻ ምፍላጥ ብምንባብ ገዛእ-ርስኻ ፍለጥ።
Be the first to review “ገዛአ ርአስኻ ምፍላጥ” Cancel reply
Related products
store
$ 19.99
store
$ 18.99
store
$ 16.99
store
$ 20.99
store
$ 16.99
store
$ 21.99
store
$ 17.95
$ 21.99



Reviews
There are no reviews yet.