መጽሓፍ : ?ምንጪ ዓበይቲ ሓሳባት ?
?ንክትዓቢ ዓቢ ሓሳብ ክትውንን ኣለካ: በቲ ትሓስቦ ሓሳባት ካኣ ፍረ ዓወትካ ትረክብ::
ውሑድ ካብቲ ብዙሕ ሓሳባት ወይ ሓይሊ ዝህቡ ቃላት
••••
?ከም መራሒ ሕሰብ: ኣብቲ ዝለለን ዝበረኸን ቦታ ንክትበጽሕ እንተደሊኻ ብዘይ እቶም ኣብ ከባቢኻ ዘለዉ ኣይትበጽሖን ኢኻ:: ነዚ ተረዲእካ ምስ ኣብ ከባቢኻን መሳርሕትኻን ጽቡቅ ዝምድና መስርት::
••••
?ገዛእ ርእስኻ ካብ ሕማም ምስምስ ፈውስ:? ስለምንታይ ኢዮም በላሕቲ ሰባት መብዛሕትኦም ዘይዕወቱ? እቲ ንሳቶም ዝጥቀሙሉ ምክኒት ኣእምርኦም ካብቶም ኣብ ዓውት ተጸሚዱ ዘሎ ዕዉታት ሰባት ኣትሒቶም ስለ ዝግምትዎ ብዘይ ዓወት ይሓልፉ::
••••
?ንኽትዕወት ከም እትዕወት እመን?
ዓወት ማለት ናጽነት ካብ ጭንቀት:ናጽነት ካብ ፍርሒ: ናጽነት ካብ ውድቀት ኢዩ::
ግድን ክዕወት ኢየ እንተ ኢልካ ኣሚንካ ንውድቀትን ፍርሕን መሳርሒ ዓወትካ ክትጥቀመሎም ትኽእል ኢሕኻ:: ንቅድም ግን እምነት ዓወት ክትውንን ኣለካ::
መጽሓፍ ምንጪ ዓበይቲ ሓሳባት
ሓደ ንቅድሚት ዝውንጭፍ ሓይሊ (Motivate power)፣ኣለዋ:: ንዕብየትናን ዓወትናን ውን ብዙሕ ታራ ዘለዋ መጽሓፍ ኢያ ግዜና ሰዊእና ሽምዓ ዓወትና ንወልዕ::
“ኣራኣእያኻ መሻርክትኻ ይኹን: ንጹር ዕላማ ውን ይሃልኻ”
Reviews
There are no reviews yet.