Category Archives: Write

ጥቕሚ ንባብ

ብዛዕባ ጥቕሚ ንባብ ቅድሚ ምዝራብና ዋና ኣምር ናይ ንባብ እንታይ ማለት ምዃኑ ምግላጹ ኣገዳሲ ይኸውን። ንባብ ክንብል እንከለና በእምሮና ተገንዚብና ንሓደ ምልክት ወይ ስሩዕ ምልክታት ዝውክሎ ወይ ኣስፊሪዎ ዘሎ መልእኽቲ በዒንትና ወይ’ውን ብዳህሳስ ኢድ (ብናይ ዓይነ ስውራን) ጌርና ብዝተሓላለኸ ናይ ኣእምሮ መስርሕ ነቲ ሓዚልዎ ወይ ዘመልክቶን ዘመሓላልፎን ዘሎ መልእኽቲ ምርዳእ ማለት ይኸውን። ምንባብ ሓደ ሜላ […]

“ኣብ ሓንቲ ሃገር ዲሞክራሳዊ ቅዋም ልዕሊ ኩሉ ቀዳምነት ክዋሃቦ ዝግባአ መሰረት ሰላምን ራህዋን አዩ”።

ኣህዛብ ሓንቲ ሃገር ክሰማምዕሉ ዘለዎምን ክስከምዎ ዘለዎምን ግድነታዊ ሓላፍነት ምስ ዝመዓራረይ’ዩ። ብጻልጣእኡ ግድነት ክህልወና ኣለዎ ብዝብል መስርሕ፡ መቆሚ ዘይብሉ ቅዋም ምንዳፍ ማዕረ ክንደይ ደገፍ ህዝቢ ክህልዎ ዝኽእልን መሰረት ክህልዎ ዝኽእል ምድህሳስ ኣገዳስነት ኣለዎ። ከም ተበግሶ ሓሳብ ቅዋም ክህሉ ዘይተርፍን ዘይሓልፍን ጉዳይ ሃገር ኮይኑ፡ ንቅዋማዊ ምሕደራ ዕላማ ዝገበረ ተበግሶን ሓሳብን ክብጻሕ ከኣ ማዕረ ማዕረ ቅዋም ንምዕዋቱ […]

ሌላ ምስ ደሴታት ዳህላክ

ደሴታት ዳህላክ፣ ኣብ ማእከላይ ክፋል ቀይሕ ባሕሪ፣ 56 ኪሜ ንሰሜናዊ ምብራቕ ካብ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ርሒቐን ዘለዋ እኩባት ደሴታት ኢየን። ዳህላክ ከቢር፣ ካብዘን እኩባት ደሴታት እታ ዝዓበየት ኮይና፣ 643 ትርብዒት ኪሜ ስፍሓት ኣለዋ። ጥንታውያን ሰነዳት፣ ካብ 100 ቅ.ል.ክ. ጀሚሮም ነዘን እኩባት ደሴታት ‘ ኢላያ’ ብዝብል መጸውዒ ይጠቕሱ። ከም ኣርቲሚዶሮስ ዝኣመሰሉ ጸሓፍቲ ከምኡ ድማ እቲ ብ […]

“ኣንታ ንስኻ መጽሓፍ ኣይተሕትምን’ዲኻ”፧

“ኣንታ ንስኻ መጽሓፍ ኣይተሕትምን’ዲኻ፧ በቃ ኣኸለት ፡ ቀረበት፡ ተሓትመት፡ ትውዳእ ኣላ፡ ኣይበሰለትን፡ እናበልካ ዓመታት ክትገብር፧ ግደፍ እባ ሓደ መዓልቲ: ገለ ቁሩብ ዕምባባን ቆሎን ጋብዘና። ብሽኮትን ሕብስትን ከኣ ዋላ ባዕልና ንምልኣልካ።” ዘረባ ሓደ ደላይ ጽቡቕ ሓውና ምዃኑ እዩ። ብባህልና መሰረት ድማ ንደላይ ጽቡቕካ፡ ጽን ኢልካ ኢኻ ትሰምዖ። ቃሉ ክተኽብረሉ ኸኣ ግቡእ መሰለኒ’ሞ፡ ብዜሮ ኣፍራይነተይ ተሰከፍኩ። ከም […]

ገለ በለኒ ዓርከይ

….. ዓርኪ ዘይደሊ ሰብ ዘሎ ኣይመስለንን፣ ዓርኪ ከመይ ክኸውን ኣለዎ ግን ኩላትና ክንፈልጦ ዘለና ጉዳይ እዩ። ኣብ ሽግርን ሓጎስን ኣብ ጎንና ደው ዝብል’ዩ ሓቀኛ ዓርኪ ዝመስለና። ኣብዛ መጽሓፈይ ክገልጾ ዝደለኹ ዓርኪ ግን ፍልይ ዝበለ እዩ። ዘተባብዕ፡ ተስፋ ዝህብ፡ ቃንዛኻን ሓጎስካን ጥራይ ዘይኮነ፡ ክትገብሮ ዝግበኣካ ነገር ውን ንክትገብር ዝደፋፍአካ ዓርኪ’የ ክገልጾ ፈቲነ ዘለኹ። መርዓ ስለ ዝኣተወኒ […]

Eget arcu dictum varius duis at consectetur lorem donec

Sed augue lacus viverra vitae congue eu consequat ac. Nisl tincidunt eget nullam non nisi. Ultricies lacus sed turpis tincidunt id aliquet risus feugiat. Nunc sed augue lacus viverra. Nunc aliquet bibendum enim facilisis gravida neque convallis a. Sed enim ut sem viverra aliquet eget sit. Eget arcu dictum varius duis at consectetur lorem donec. […]

Nulla facilisi cras fermentum odio eu feugiat pretium nibhx

Facilisis leo vel fringilla est. Amet nulla facilisi morbi tempus iaculis urna id volutpat. Arcu ac tortor dignissim convallis aenean. Sed enim ut sem viverra aliquet. At urna condimentum mattis pellentesque id. Elementum integer enim neque volutpat ac. Est ultricies integer quis auctor elit sed. Laoreet sit amet cursus sit. Diam volutpat commodo sed egestas […]

Facilisis leo vel fringilla est iaculis urna id

Facilisis leo vel fringilla est. Amet nulla facilisi morbi tempus iaculis urna id volutpat. Arcu ac tortor dignissim convallis aenean. Sed enim ut sem viverra aliquet. At urna condimentum mattis pellentesque id. Elementum integer enim neque volutpat ac. Est ultricies integer quis auctor elit sed. Laoreet sit amet cursus sit. Diam volutpat commodo sed egestas […]

ሰላም